መበገሲ ገጽ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ናብ መዳህሰሲ ኪድ ናብ ምድላይ ኪድ

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ናብ ዊኪፐድያ

ኩሉ ሰብ ከመዓራርይ ዝኽእል
ናጻ ናይ ትሕዝቶ ኢንሳይክሎፐድያ።

ኣብዚ ሕጂ እዋን 219 ጽሑፋት ብትግርኛ ኣለዉ።

ዊኪፐድያ ብትግርኛ ብ29 ለካቲት 2004 ጀሚሩ።

ንዕለት ዝተሓርየ ጽሑፍ
Nuvola filesystems services.svg


ጉግል

ኣርማ ጉግል

ጉግል ሓ.ዝ.ኩ (ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ኩባንያ) (ብእንግሊዝኛ፦ Google LLC)፣ ናይ ኣመሪካ ሕብረ-ሃገራዊ ኣልፋበት ዋና ህዝባዊ ኩባንያ እዩ። ናይ ንሱ ምውሕላል ካብ ኢንተርነትሶፍትዌር፣ ኤለክትሮናዊ መሳርሒታትን ካልኦት ተክኖሎጂታትን ዝተራኪቦም ምህርትታትን ኣገልግሎታትን እዩ። ናይ ጉግል ዋና ምህርቲ ተመሳሳሊ ስም ዘሎ ናይ ኢንተርነት ትሕዝቶ መድለይ ማሺን እዩ፣ ምንም እንቋዕ ከም ጉግል ድራይቭ (Google Drive) ናይ ቤት-ጽሕፈት ኣቕሑ ናውቲ፣ ኢሜይል ጂሜይል (Gmail) ተባሂሉ፣ ጉግል ካርታታት (Google Maps)፣ ጉግል ኤርዝ (Google Earth)፣ ናይ ዩቱብ (YouTube) ቪድዮታት መርበብ ሓበሬታ ድማ ከም ጉግል መጻሕፍቲ (Google Books)፣ ጉግል ዜናን (Google News) ጉግል ትርጉምን (Google Translate) ከም ካልኦት ምህርትታትን ኣገልግሎታትን ዝህብ እንተኾነ'ውን።

ንዕለት ዝተሓርየ ምስሊ
Image-x-generic.svg

Monasterio Khor Virap, Armenia, 2016-10-01, DD 25.jpg

ካልኦት ፕሮጀክታት መሰረት ዊኪሜድያ
Wikimedia-logo.svg

ዊኪፐድያ ሓደ ካብቶም ፕሮጀክታት ዊኪሜድያ እዩ፣ ብመሰረት ዊኪሜድያ (Wikimedia Foundation) ዝመሓደር።

ዊኪሜድያ ኮመንዝ
ዊኪሜድያ ኮመንዝ
ምስልታትን ሕብረ-ሜድያውን
ዊኪ-መዝገበ-ቃላት
ዊኪ-መዝገበ-ቃላት
ናጻ መዝገበ-ቃላት
ዊኪዳታ
ዊኪዳታ
ናጻ መዋፈሪ ሓበሬታ
ዊኪመጻሕፍቲ
ዊኪመጻሕፍቲ
ናጻ መምሃሪ መጻሕፍትን ማኑዋላትን
ዊኪዜና
ዊኪዜና
ናጻ ትሕዝቶ ዜናታት
ዊኪኰውት
ዊኪኰውት
ዝጥቕሲ ጥቕስታት ምእካብ
ዊኪሶርስ
ዊኪሶርስ
ናጻ ቤተ-መጻሕፍቲ
ዊኪጅር
ዊኪጅር
ናይ ኩሎም ዓይነታት ህያው ፍጥረታት መምርሒ
ዊኪቨርሲቲ
ዊኪቨርሲቲ
ሃብቲታት መምርሒ
ዊኪጉዕዞታት
ዊኪጉዕዞታት
ሓባሪ ጉዕዞ
ሜታ-ዊኪሜታ-ዊኪምውህሃድ ፕሮጀክታት